ሕገ ደንቢ ኣገልግሎት ሰላም ባስ

ቅድመ ምድላው ጉዕዞ ባስ

ቴኪናከዊ ምድላውን ክትትልን፣

- ዝኾነት ባስ ቅድሚ ጉዕዞ ምጅማራ ብኢንስፔክተር ኣድላይ ኩሉ ቴክኒካዊፍተሻ ብምግባር ንስራሕ ብቕዕቲ ምዃና ክረጋገፅ ይግባእ፡

- ዘዋሪ ባስ'ውን ኩሉሻብ ቴክኒካዊ ኩነታት ባሱ ብምክትታል ዝረአዮም ፀገማት ኩሎም ብፅሑፍ ንጋራዥ ሓላፊ ናይ ምፍላጥ ሓላፍነት አለዎ፡፡

ካልኦት ክማልኡ ዝግባኦም ኣገልግሎታት ባስ

ዝኾነ መራሒ ባስ ጉዕዞ ቅድሚ ምጅማሩ ዝስዕቡ አገደስቲ ጉዳያት ግድነት ክማልእ ይግባእ፡፡

- ዕጥቅታት ባስ /ቅያር ጎማ፣ ክሪክ፣ መፋትሕ ወዘተ.../

- ነዳዲ ምምላእ

- ዓቐን ንፋስ ጎማ በብግዚኡ ምርግጋፅ

- ንመንገደኛታትዲ መተዓናገዲ ዘድልዮ ማተርያላት ምምላእ

- ንመንገደኛታት ዘድሊ ቐደማይ ረድኤት ኣቑሑት

- ደጋዊን ውሽጣውን ፅርየት ባስ ምሕላው

- ደንቢ ክዳን ዘዋርን መተኣናገድን ዝተማልዐ ምኻኑ ምርግጋፅ፡፡

 

 

 

 


 

© 2006 Selam Bus Line. All rights reserved.